Weekly Sport (23/03/2017) Source: IAAF Twitter Steihl Dailymailቅድድም ብሽክለታ ቮልታ ኣ ካታሎንያ 2017 ተጀሚሩ፡ ኣብ ሳልሳይ መድረኽ ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ ክልተ መደባት ንጉስ ዓቕበት ተዓዊቱ፡ ፈይሳ ለሊሳ ዓወት ፍርቂ ማራቶን ኒውዮርክ ኣመዝጊቡ፡ ማሬ ዲባባ ተመሳሳሊ ዓወት ኣብ ሊዝበን ተመዝግብ፡ ጋዜጣ ደይሊመይል ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ ዓለምና ዝበለጹ ላዕለዎት 50 መንእሰያት ኩዕሶ እግሪ ክትብል ገሊጻቶ፡ ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ሓድሽ ፕረዚደንት ይመርጽ፡
ቅድድም ብሽክለታ ቮልታ ኣ ካታሎንያ 2017 ተጀሚሩ፡ ኣብ ሳልሳይ መድረኽ ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ ክልተ መደባት ንጉስ ዓቕበት ተዓዊቱ፡ ፈይሳ ለሊሳ ዓወት ፍርቂ ማራቶን ኒውዮርክ ኣመዝጊቡ፡ ማሬ ዲባባ ተመሳሳሊ ዓወት ኣብ ሊዝበን ተመዝግብ፡ ጋዜጣ ደይሊመይል ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ ዓለምና ዝበለጹ ላዕለዎት 50 መንእሰያት ኩዕሶ እግሪ ክትብል ገሊጻቶ፡ ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ሓድሽ ፕረዚደንት ይመርጽ፡