ኣብ ማራቶን በርሊን ኬንያዊ ኤልየት ኪፕቾገ ተዓዊቱ፡ ቀነኒሳ ከቋርጽ ተገዲዱ፡ በቀሉ በጂ ኣብ ማራቶን ፖላንድ ተዓዊታ፡ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ተቐዳደምቲ ኣብ ሻምፒዮና ዓለም ቅድድም ብሽክለታ ተሳትፎኦም ወዲኦም፡ ጋንታ ዳይመንሽን ዳታ ኣብ ዙር ቶስካና ተዓዊታ፡ ሰነጋላዊ ኣጥቃዓይ ጋንታ ኤቨርተን ዖማር ኒያሰ ንዘጋፍዖ ኣሰልጣኒኡ ካብ ምስጓግ ኣድሒንዎ፡
Share

Published
Updated
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends