SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (29/04/2019)

Weekly Sport (29/04/2019)
Source: IAAF Wikipedia Barstoolsports Diarioas Goalzz

ኢትዮጵያት ኣትሌት ሻሾ እንሳርሙ ኣብ ማራቶን ሮክኤንሮል ማድሪድ ሓድሽ ክብረወሰን ብምምዝጋብ ተዓዊታ፡ ለንደን ማራቶን ብዓወት ኬንያውያን ተዛዚሙ፡ ዓሌታውነት ዘበገሶም መጥቃዕታት ኣብ ልዕሊ ጋንታታትን ተጻወቲ ኩዕሶ እግርን ብብዝሒ የጋጥም ብምህላው ፊፋ ንፈደረሽን ኩ/እግሪ ኢትዮጵያ ክእግዶ መጸዋዕታ ቀሪቡ፡ ኣብ መንጎ ክልተ ህቡባት ገዳይም ኣትሌታት ሃይለ ገብረስላሰን ሞ ፋራሕ ዝተፈጥረ ቅሉዕ ቆይቂ ብምስጢር ተታሒዞም ዝነበሩ ጉዳት ይወጹ’ለው፡

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኢትዮጵያት ኣትሌት ሻሾ እንሳርሙ ኣብ ማራቶን ሮክኤንሮል ማድሪድ ሓድሽ ክብረወሰን ብምምዝጋብ ተዓዊታ፡ ለንደን ማራቶን ብዓወት ኬንያውያን ተዛዚሙ፡ ዓሌታውነት ዘበገሶም መጥቃዕታት ኣብ ልዕሊ ጋንታታትን ተጻወቲ ኩዕሶ እግርን ብብዝሒ የጋጥም ብምህላው ፊፋ ንፈደረሽን ኩ/እግሪ ኢትዮጵያ ክእግዶ መጸዋዕታ ቀሪቡ፡ ኣብ መንጎ ክልተ ህቡባት ገዳይም ኣትሌታት ሃይለ ገብረስላሰን ሞ ፋራሕ ዝተፈጥረ ቅሉዕ ቆይቂ ብምስጢር ተታሒዞም ዝነበሩ ጉዳት ይወጹ’ለው፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now