SKIP TO MAIN CONTENT

“ሰራዊት ኣካል ህዝቢ ስለዝኾነ ንለውጢ ምስህዝቡ ክውግን ኣጽዒቕና ክንሰርሕ ኢና።”

Interview Tigrinya
Berhane Debesu, Tesfai Degiga, Adiam Tefera Source: Supplied

ካብ 29 ሓምለ ክሳብ 1 ነሓሰ 2019 ኣብ ሃገረ ጀርመን ከተማ ቪዝባደን ኣብ መንጎ ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድርን (ሃድኤ-ሕድሪ) ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ)፡ ዝተባህሉ ዉድባት ኤርትራ ናይ ሓድነት ጉባኤ ተካይዱ ኔሩ። ነቲ ሓደ ኮይኑ ዘሎ ዉድብ ኣቶ ተስፋይ ወ/ሚካኤል (ደጊጋ) ክመርሖ ተመሪጹ። ብዛዕባቲ ዉዱብን ካልኦት ፖለቲካዊያን ዉዱባት ኤርትራን ዘሎ ጉዕዞን ኩነታትን ናይ መጻኢ መደባትን ከብርሁልና፡ ምስ ኣቦ መንበር እቲ ዉድብ ኣቶ ተስፋይ ደጊጋ፡ ወ/ሮ ኣድያም ተፈራን ኣቶ ብርሃነ ደበሱን ዝርርብ ጌርና ኣለና።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካብ 29 ሓምለ ክሳብ 1 ነሓሰ 2019 ኣብ ሃገረ ጀርመን ከተማ ቪዝባደን ኣብ መንጎ ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድርን (ሃድኤ-ሕድሪ) ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ)፡ ዝተባህሉ ዉድባት ኤርትራ ናይ ሓድነት ጉባኤ ተካይዱ ኔሩ። ነቲ ሓደ ኮይኑ ዘሎ ዉድብ ኣቶ ተስፋይ ወ/ሚካኤል (ደጊጋ) ክመርሖ ተመሪጹ። ብዛዕባቲ ዉዱብን ካልኦት ፖለቲካዊያን ዉዱባት ኤርትራን ዘሎ ጉዕዞን ኩነታትን ናይ መጻኢ መደባትን ከብርሁልና፡ ምስ ኣቦ መንበር እቲ ዉድብ ኣቶ ተስፋይ ደጊጋ፡ ወ/ሮ ኣድያም ተፈራን ኣቶ ብርሃነ ደበሱን ዝርርብ ጌርና ኣለና።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now