SKIP TO MAIN CONTENT

ናብ ኣውስትራሊያ መጺእኩም ክትሰርሑ ትደሊዩ’ዶ? ኣየናይ ስራሕዩ'ኸ ቪዛ 457 ኣውሂቡ ናብ ኣውስትራሊያ ዘእትወኩም?

Indian IT Workers AAP
Indian IT Workers AAP Source: Indian IT Workers AAP

ካብ ወጻኢ ናብ ኣውስትራሊያ መጺኦም ክሰርሑ ንዝደሊዩ ሰራሕተኛታት እቲ ቀንዲ መገዲ ብጊዚያዊ ናይ ቪዛ 457 ፕሮግራም ኢዩ።ዓመታዊ ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራሊያ ናይ ልዕሊ 50 ሺሕ ኣመልከቲ ቪዛ 457 ይቕበል።ስለዚ ኣብ ኣውስትራሊያ ኣየኖት ስራሕ እዮም ተደለይቲ?እዚ ኣብ ዲጂታዊ ዝምርኮስ ሓዲሽ ቁጠባኸ ኣብምንታይ ኢዩ ዘዋፍር?እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ ክምልሶ ኢዩ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካብ ወጻኢ ናብ ኣውስትራሊያ መጺኦም ክሰርሑ ንዝደሊዩ ሰራሕተኛታት እቲ ቀንዲ መገዲ ብጊዚያዊ ናይ ቪዛ 457 ፕሮግራም ኢዩ።ዓመታዊ ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራሊያ ናይ ልዕሊ 50 ሺሕ ኣመልከቲ ቪዛ 457 ይቕበል።ስለዚ ኣብ ኣውስትራሊያ ኣየኖት ስራሕ እዮም ተደለይቲ?እዚ ኣብ ዲጂታዊ ዝምርኮስ ሓዲሽ ቁጠባኸ ኣብምንታይ ኢዩ ዘዋፍር?እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ ክምልሶ ኢዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now