SKIP TO MAIN CONTENT

ጸገማት ሓሺሽን ኣፈታትሕኡን

Holding hands [Credit: Pixabay/Public Domain]
Holding hands [Credit: Pixabay/Public Domain] Source: Holding hands [Credit: Pixabay/Public Domain]

ብመሰረት መጽናዕቲ the Australian Drug Foundation, ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት ሰለስተ ካብ 10 ትሕቲ ዕድመ መንእሰያት፡ ሓንቲ ብርጭቆ ኣልኮላዊ መስተ ሰትዮም ኣለዉ።15 ሚእታዊ ናይ ዕድሚኦም ካብ 12 ክሳብ ዝኾኑ መንእሰያት ሓሺሽ cannabis ፈቲኖም ኣለዉ; ሓደ ካብ 50 ሰባት cocaine ወይ amphetamines ዝበሃል ሓሺሽ ፈቲኖም ኣለዉ። ንብዙሓት ብስደት ዝመጹ ስድራቤታት ነዚ ጸገም ሓሺሽ ንምፍታሕ ኣዚዩ ከቢድ ገድሊዩ ኮይኑዎም ዘሎ፡፣ኪኢላታት ከምዝመኽርዎ ድማ ብዛዕባዚ ጉዳይ ዝመጸ ሰባት ክሃድኡን ፈረድት ክኾኑ ከምዘይግባእን ይመኽሩ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብመሰረት መጽናዕቲ the Australian Drug Foundation, ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት ሰለስተ ካብ 10 ትሕቲ ዕድመ መንእሰያት፡ ሓንቲ ብርጭቆ ኣልኮላዊ መስተ ሰትዮም ኣለዉ።15 ሚእታዊ ናይ ዕድሚኦም ካብ 12 ክሳብ ዝኾኑ መንእሰያት ሓሺሽ cannabis ፈቲኖም ኣለዉ; ሓደ ካብ 50 ሰባት cocaine ወይ amphetamines ዝበሃል ሓሺሽ ፈቲኖም ኣለዉ። ንብዙሓት ብስደት ዝመጹ ስድራቤታት ነዚ ጸገም ሓሺሽ ንምፍታሕ ኣዚዩ ከቢድ ገድሊዩ ኮይኑዎም ዘሎ፡፣ኪኢላታት ከምዝመኽርዎ ድማ ብዛዕባዚ ጉዳይ ዝመጸ ሰባት ክሃድኡን ፈረድት ክኾኑ ከምዘይግባእን ይመኽሩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now