ኣብ ኣውስትራሊያ ንምንባር ዝሕግዙ ሓበሬታታት: ኣከፋፍላ ግብሪ ንኣብ ደገ ወፍሪ ዘለዎም ኣውስትራልያውያን
greek isle deck chairs Source: Getty Images
ኣብ ወጻኢ ሃገር ኣባይቲ ክትገዝእ ሓሊምካዶ ትፈልጥ? ኣብ ወፍሪ ጽቡቕ መኽሰብ ክህብ ዝኽእልኳ እንተኾነ ኩሉ ካብ ደገ ትረኽቦ ኣታዊ ከም ተወሳኺ ኣታዊ ተባሂሉ ኣብ ቤት ጽሕፈት ግብሪ/ቀረጽ ክሕበር ኣለዎ።
Share
greek isle deck chairs Source: Getty Images

SBS World News