Source: Getty Imagesመላእ ቁጠባ ኣውስትራልያ ኣዕናዊ ጽልዋ ኮቪድ-19 ይስምዖ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ጽላት ባንክ፡ መንግስታት ፈደራል፡ ግዝኣታውን ምምሕዳራዊ ዶባትን ንኣሽቱ ዋኒናት ንግዲ ብዘይጸገም ክጸንሑ/ ክቅጽሉ ንምሕጋዝ ህጹጻት ስጉምትታት ይወስዱ’ለው። ካብ’ዚ ቀጺሉ ከመይ ጌርኩም ሓደ ንሕሱም እዋን መድሕን ዝኸውን ማዕከን (safety net) ትሃንጹን ነዚ ማዕበል ክትወጽዎ ትኽእሉን ዝሕብር ሓበሬታ ቀሪቡ’ሎ።
መላእ ቁጠባ ኣውስትራልያ ኣዕናዊ ጽልዋ ኮቪድ-19 ይስምዖ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ጽላት ባንክ፡ መንግስታት ፈደራል፡ ግዝኣታውን ምምሕዳራዊ ዶባትን ንኣሽቱ ዋኒናት ንግዲ ብዘይጸገም ክጸንሑ/ ክቅጽሉ ንምሕጋዝ ህጹጻት ስጉምትታት ይወስዱ’ለው። ካብ’ዚ ቀጺሉ ከመይ ጌርኩም ሓደ ንሕሱም እዋን መድሕን ዝኸውን ማዕከን (safety net) ትሃንጹን ነዚ ማዕበል ክትወጽዎ ትኽእሉን ዝሕብር ሓበሬታ ቀሪቡ’ሎ።