SKIP TO MAIN CONTENT

ካብ ባርዕ ጫካ ክንድሕን ምእንቲ፡ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ (12 ታሕሳስ 2017)

Bushfire safety in Australia
Bushfires Source: AAP

ኣውስትራሊያ ሓንቲ ብባርዕ ጫካ ካብ ዝሽገራ ሃገራት ዓለም እያ። ኣብዚ ዘለናዮ ወቕቲ ሳመር መጠን ሙቐት ኣየር እናወዓየ ኣብ ዝኸደሉ ተኽእሎ ባርዕ ሓዊ ድማ እናዛየደ እዩ ዝኸይድ። ስለዚ በዚ ዘይተርፍ ባርዕ ሓዊ ጫካ ሓደጋ ከይወርደካ ዝግበር ናይ ድሕነት መገዲታት እንታይ እዮም። ዝስዕብ ትሕዝቶ ክምልከቶ እዩ።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣውስትራሊያ ሓንቲ ብባርዕ ጫካ ካብ ዝሽገራ ሃገራት ዓለም እያ። ኣብዚ ዘለናዮ ወቕቲ ሳመር መጠን ሙቐት ኣየር እናወዓየ ኣብ ዝኸደሉ ተኽእሎ ባርዕ ሓዊ ድማ እናዛየደ እዩ ዝኸይድ። ስለዚ በዚ ዘይተርፍ ባርዕ ሓዊ ጫካ ሓደጋ ከይወርደካ ዝግበር ናይ ድሕነት መገዲታት እንታይ እዮም። ዝስዕብ ትሕዝቶ ክምልከቶ እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now