SKIP TO MAIN CONTENT

ናብ ኣውስትራሊያ ዘእቱ ናይ ጊዚያዊ ስራሕ ቪዛ ፡ ብዋጋ ዝሓሰረን ብጊዜ ዝሰለጠን ኣገባብኮይኑ።

Families queuing at airport [Credit: AAP]
Families queuing at airport [Credit: AAP] Source: Families queuing at airport [Credit: AAP]

ካብ ክፍላ ወርሒ ሕዳር ጀሚሩ፡ ናብ ኣውስትራሊያ ብጊዚያዊ ቪዛ ንም እታው ብዋጋ ዝሓሰረ፣ ብ ጊዜ ዝሰለጠን ክኸውን እዩ።ደፓርትመንት ኢሚግራሺን ቃል ኣትይዎ ብዘሎ መሰረት ኣመልከቲ ዉልቀሰባትን ስፖንሰር ዝገብሩን ቀሊል ኣገባብ ምምልካት ኣተኣታትዩ ኣሎ።እዚ ካብ ሕዳር 19 ስርሑ ዝጅምር ኣገባብን ዓይነት ቪዛን እንታይ ምዃኑ ንምፍላጥ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል እዩ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካብ ክፍላ ወርሒ ሕዳር ጀሚሩ፡ ናብ ኣውስትራሊያ ብጊዚያዊ ቪዛ ንም እታው ብዋጋ ዝሓሰረ፣ ብ ጊዜ ዝሰለጠን ክኸውን እዩ።ደፓርትመንት ኢሚግራሺን ቃል ኣትይዎ ብዘሎ መሰረት ኣመልከቲ ዉልቀሰባትን ስፖንሰር ዝገብሩን ቀሊል ኣገባብ ምምልካት ኣተኣታትዩ ኣሎ።እዚ ካብ ሕዳር 19 ስርሑ ዝጅምር ኣገባብን ዓይነት ቪዛን እንታይ ምዃኑ ንምፍላጥ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now