Settlement Guide: dementia care for migrants
Thanasis Zovoillis/Getty Images] Source: Thanasis Zovoillis/Getty Images]
ሕማም ምርሳዕ ወይ Dementia ግቡእ ኣካል እርጋን ኣይኮነን፡ እንተኾነ Alzheimer Australia ከምዝትንበዮ፡ ኣብ ከባቢ ዕድመ ሓምሳታት ሓደ ሚሊዮን ዝኾኑ ኣውስትራሊያዊያን በዚ ሕማምዚ ይሳቐዩ። ብፍሉይ ብስደት ዝመጹ ሓደሽቲ መጻእቲ ኣውስትራሊያዊያን ኣብ ምጅማር እቲ ሕማም፡ ብእዋኑ መርመራ ስለዘይገብሩን ከምቲ ዝደልይዎ ክንክን ስለዘይረኽቡን እቲ ጸገም ተደራራቢዩ፡፣ ኣብዚ ጉዳይ ኪኢላታትን ኣብ ክንክን ዝዋስኡን ነዚ ናይ ሕማምርሳዕ ጸገም ፍሉይ ባህላዊ ኣተሓሕዛ የድልዮ እዩ ይብሉ።
Share


