ብዙሓት ደቂ ኣንስትዮ ናብ ስራሕ ኣብ ዝዋፈራሉ እዋን ዝጥዕምን ዓቕሚ ዘፍቅዶ ክፍሊት ዘለዎ ኣገልግሎት ምእላይ ቆልዑ ወይ child care ክዓቢ ይረኣሎ። ስለዚ ንነፍሲ ወከፍ ስድራ ዝከውን ኣገልግሎት ምእላይ ቆል ዑ ወይ መው ዓሊ ቆልዑ ከምዘሎ ብምንታይ ትፈልጡ? ነቲ መንግስቲ ነዚ ኣገልግሎት ዝህቦ ናይ ገንዘብ ደገፍ መሰል ምርካብ ኣለኩምዶ? እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ መልሲ ኣለዎ።
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends