Source: Piggy bank Credit: Getty Images/Peter Dazeleyብሰንኪ ኮቪድ-19 ዝተመሓላለፈ መምርሒ ምዕጻው ኣብ ቁጠባ ዝሰዓበ ዕንወት ልዕሊ ሰለስተ ሚልዮን ኣውስትራሊያዊያን ካብቲ ንጥሮታኦም ዘዋህልልዎ (ሱፐር ኣኑወሽን) ገንዘብ ክወስዱ ተገዲዶም እዮም። ገንዘብ ንምውጻእ የድልየኩም ኣየድልየኩም፡ ኩነታት ናይ ሱፐርኣኑወሺንኩም ሕሳብ ምግምጋም ሎሚ እቲ ዝበለጸ ግዜ እዩ።
ብሰንኪ ኮቪድ-19 ዝተመሓላለፈ መምርሒ ምዕጻው ኣብ ቁጠባ ዝሰዓበ ዕንወት ልዕሊ ሰለስተ ሚልዮን ኣውስትራሊያዊያን ካብቲ ንጥሮታኦም ዘዋህልልዎ (ሱፐር ኣኑወሽን) ገንዘብ ክወስዱ ተገዲዶም እዮም። ገንዘብ ንምውጻእ የድልየኩም ኣየድልየኩም፡ ኩነታት ናይ ሱፐርኣኑወሺንኩም ሕሳብ ምግምጋም ሎሚ እቲ ዝበለጸ ግዜ እዩ።