SKIP TO MAIN CONTENT

ጥዕና ኣእምሮን ሕውየትን ደቂ ተባዕትዮ፡ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Settlement Guide for Podcast: Men’s mental health and wellbeing
Father and child - illustrative photo Source: Getty Images_Jose Luis Pelaez

ደቂ ተባዕትዮ፡ ኣብ ህይወት ንዝገጥም ዝኾነ ይኹን ጽንኩር ኩነታት ክጻወሩ ከምዝኽእሉ ተነጊርዎም እዮም ዝዓብዩ። እንተኾነ ስምዒታት ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ኣብዝወጽሉ እዋን ኣብ ኣውስትራልያ ህይወት ንምጥያስ ዝተጀመረ ጉዕዞን፡ ዝምድናታት ኣብ ስድራቤት ክፈርስ ይጅምር። ስሚዒትካ ንኻልእ ምንጋር ድኽመት ዘይኮነስ ጥንካረ ምዃኑ ኪኢላታት ይዛረቡ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ደቂ ተባዕትዮ፡ ኣብ ህይወት ንዝገጥም ዝኾነ ይኹን ጽንኩር ኩነታት ክጻወሩ ከምዝኽእሉ ተነጊርዎም እዮም ዝዓብዩ። እንተኾነ ስምዒታት ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ኣብዝወጽሉ እዋን ኣብ ኣውስትራልያ ህይወት ንምጥያስ ዝተጀመረ ጉዕዞን፡ ዝምድናታት ኣብ ስድራቤት ክፈርስ ይጅምር። ስሚዒትካ ንኻልእ ምንጋር ድኽመት ዘይኮነስ ጥንካረ ምዃኑ ኪኢላታት ይዛረቡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now