Public health breaches Source: AAP Image/Scott Barbourኣብዚ እዋን ኮቪድ-19 ብዙሓት ናይ ግዚያዊ ስደተኛታት ብኸቢድ ኩነታት ይሓልፉ ከምዘለዉ መጽናዕቲታት የረጋግጹ። ብመሰረት ዝተገብረ መጽናዕቲ 87 ሚእታዊ ካብ መለሲ ብግዚያዊ ስደት ዝነብሩ፡ ንሰሙናዊ ወጻኢታቶም ክኸፍሉ ይጽገሙ፡ 43 ሚእታዊ ድማ ክበልዕዎ ዝግባእ መግቢ ብስሩዕ ይዘሉ። ኣብዚ ኣጸጋሚ እዋን ንምንባር ዝሕግዙ ሓበሬታ ኣብዚ ተገሊጹ ኣሎ።
ኣብዚ እዋን ኮቪድ-19 ብዙሓት ናይ ግዚያዊ ስደተኛታት ብኸቢድ ኩነታት ይሓልፉ ከምዘለዉ መጽናዕቲታት የረጋግጹ። ብመሰረት ዝተገብረ መጽናዕቲ 87 ሚእታዊ ካብ መለሲ ብግዚያዊ ስደት ዝነብሩ፡ ንሰሙናዊ ወጻኢታቶም ክኸፍሉ ይጽገሙ፡ 43 ሚእታዊ ድማ ክበልዕዎ ዝግባእ መግቢ ብስሩዕ ይዘሉ። ኣብዚ ኣጸጋሚ እዋን ንምንባር ዝሕግዙ ሓበሬታ ኣብዚ ተገሊጹ ኣሎ።