Empty Burke Street Mall Credit: AAP Image/AP Photo/Asanka Brendon Ratnayake Source: AAPብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ብሕሱም ተሃስዩ ዘሎ ቑጠባ ኣውስትራሊያ፡ ኣብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት ሽቕለት ኣልቦነት 10 ሚእታዊ ከምዝበጽሕ ተገሚቱ ኣሎ። እዚ ንናይ ውሽጢ ሰራሕተኛታት ጥራይ ዘይኮነ ጸልዩስ እቶም ናይ ግዚያዊ ስደተኛታት’ውን ስራሕ ንኽረኽቡ ካብ ቅድም ዝያዳ በዳሂ ግዜ ኮይንዎም ኣሎ።
ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ብሕሱም ተሃስዩ ዘሎ ቑጠባ ኣውስትራሊያ፡ ኣብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት ሽቕለት ኣልቦነት 10 ሚእታዊ ከምዝበጽሕ ተገሚቱ ኣሎ። እዚ ንናይ ውሽጢ ሰራሕተኛታት ጥራይ ዘይኮነ ጸልዩስ እቶም ናይ ግዚያዊ ስደተኛታት’ውን ስራሕ ንኽረኽቡ ካብ ቅድም ዝያዳ በዳሂ ግዜ ኮይንዎም ኣሎ።