ንሓደስቲ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝጣየሱ ሰባት ፡ ዘዋጽእ መንበሪ ሓደ ዘይተርፍ ኣካል መስርሕ ምጥያሶም ኢዩ። ነባርን ኣድማዒ መፍትሒ ንምርካብ፡ ወሃብቲ ኣገልግሎት ምስ ዞባዊ መንግስታትን ማሕበረሰባትን ብጥቡቕ ዝሰርሕሉ ጉዳይ ኢዩ።እንተኾነ ሓደስቲ ናብ ኣውስትራሊያ መጻእቲ ሕጂውን ዓቕሞም ዘፍቅዶ መንበሪ ንምርካብ ይጽገሙዮም።እዚ ዝቕጽል ትሕዝቶ ነዚ ክድህስስዩ፡፣
Share
Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends