ኣብ ኣውስትራሊያ ስርዓተ ፍትሒ ንመንእሰያት ከመይ እዩ ዝሰርሕ? (መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ Settlement Guide)

Gavel with Minor spelled out in play letters, with paper child figure Source: iStockphoto
ዉሉዱ ብፖሊስ ተታሒዙ ከምዘሎ ክሰምዕ ዝደሊ ወላዲ የለን። እንተኾነ ግና ወትሩ ዝፍጸም ጉዳይ ስለዝኾነ፡ ካብ ጠበቓ ብኸመይ ሓገዝ ክርከብ ከምዝከኣል ዝኣመሰሉ ንዉሉድካ እንታይ መሰላት ከምዘለዉዎ ምፍላጥ ኣድላዪ እዩ።
Share