ጾታዊ ዝምድና ሓደ ተፈጥሮኣዊ ኣካል ቀጻልነት ህላወ ደቂሰባት’ዩ። እንተኾነ ግን ኣካላዊ መስርሓት ነብስና (ፊዝዮሎጂ) ምስ ምድፋእ ዕድመ እናተለወጡ ምስ ከዱ፡ ስምዒታዊ ድሌታትናን ዓቕምታትናን ብእኡ መጠን ክትንከፉ ይኽእሉ። ስለ’ዚ ዕድመ እናደፋእና ምስ ከድና ጥቡቕ ርክብና/ምቅርራብና/ዝምድናና/ፍቕርና ብኸመይ ክንዕቅቦ ንኽእል፧ (ሓበሬታ ናብራ ኣብ ኣውስትራልያ)
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends