SKIP TO MAIN CONTENT

ዘቤታዊ ዓመጽ ምስ ዘጋጥመካ ሓገዝ ብኸመይ ትረክብ

Help for domestic violence
Help for domestic violence Source: Dave Thompson/PA Wire

ብዙሓት ኣውስትራልያውያን ደቀንስትዮን ደቂተባዕትዮን ብዘቤታዊ ዓመጽ ይትንከፉ። ዝበዝሕ ግዜ ኸኣ እቶም ብዝሐባህላዊ ማሕበረሰባትዮም ዝዓበየ ብድሆታት ኣብ ምርካብ ሓገዝ ዘጋጥሞም። ኣብ ወርሒ ግንቦት ዝዋደድ ወርሒ ምክልኻል ዘቤታውን ቤተሰባዊን ዓመጽ ኣፍልጦ ማሕበረሰብ ክብ ንምባልን ሓገዝን ደገፍን ንምርካብ ዝሕግዞም ሓበሬታ ንምቕራብንዩ።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብዙሓት ኣውስትራልያውያን ደቀንስትዮን ደቂተባዕትዮን ብዘቤታዊ ዓመጽ ይትንከፉ። ዝበዝሕ ግዜ ኸኣ እቶም ብዝሐባህላዊ ማሕበረሰባትዮም ዝዓበየ ብድሆታት ኣብ ምርካብ ሓገዝ ዘጋጥሞም። ኣብ ወርሒ ግንቦት ዝዋደድ ወርሒ ምክልኻል ዘቤታውን ቤተሰባዊን ዓመጽ ኣፍልጦ ማሕበረሰብ ክብ ንምባልን ሓገዝን ደገፍን ንምርካብ ዝሕግዞም ሓበሬታ ንምቕራብንዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now