Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

ሕማም ኣእምሮ ኣብ ኣውስትራሊያ

Psychologist [Credit: Public Domain]

Psychologist [Credit: Public Domain] Source: Psychologist [Credit: Public Domain]

ሕማም ኣእምሮ ኣብ ኣውስትራሊያ ድሕሪ ካንሰርን ሕማም ልቢን ኣብ ሳልሳይ ዝስራዕ ሕማም ኢዩ፡፣እዚ ኮይኑ ግና ብዙሓት ብስደት ዝመጹ ማሕበረሰባት፡ ብሕማም ኣእምሮ ኣዚዮም ምስተሃሲዩ እዮም ናብቲ ኣገልግሎት ዝቐርቡ።ኣገልግሎት ጥዕና ኣእምሮ ከምዘሎ ዘይምፍላጥ፡ እንታይ ክብሉኒ ዝብል ባህሊን ሕጽረት ቋንቋን፡ እቶም ቀንዲ ምኽንያታት ደገፍ ከይረኽቡ ዝዓግትዎም ረቛሒታትዮም እዮም።

Published

Updated

Source: SBS

Share this with family and friends

ሕማም ኣእምሮ ኣብ ኣውስትራሊያ ድሕሪ ካንሰርን ሕማም ልቢን ኣብ ሳልሳይ ዝስራዕ ሕማም ኢዩ፡፣እዚ ኮይኑ ግና ብዙሓት ብስደት ዝመጹ ማሕበረሰባት፡ ብሕማም ኣእምሮ ኣዚዮም ምስተሃሲዩ እዮም ናብቲ ኣገልግሎት ዝቐርቡ።ኣገልግሎት ጥዕና ኣእምሮ ከምዘሎ ዘይምፍላጥ፡ እንታይ ክብሉኒ ዝብል ባህሊን ሕጽረት ቋንቋን፡ እቶም ቀንዲ ምኽንያታት ደገፍ ከይረኽቡ ዝዓግትዎም ረቛሒታትዮም እዮም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now