Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

ናብ ኣውስትራሊያ ኣቲኻ ንምስራሕ ብኸመይ ቪዛ 457 ተመልክት?

Passport

ኣብ ዝሓለፈ እዋን፡ ኣብ ኣውስትራሊያ መጺእኩም ክትሰርሑ ትደሊዩ'ዶ? ዝብል መደብ ኣቕሪብና ነይርና፡ ንዕኡ ሲዒቡ ብዙሓት ተኸታተልትና " ናብ ኣውስትራሊያ ኣቲና ክንሰርሕ ንደሊ ኢና፡ ብኸመይ ቪዛ 457 ክንረክብ ከምንኽእል ተወሳኺ ሓበሬታ ሃቡና ብምባል ብተደጋጋሚ ክሓቱና ቀኒዮም ኣለዉ። እምበኣር እዚ ቀሪቡ ዘሎ መደብ ንሕቶታትኩም መልሲ ክትረኽብሉ ንትስፎ። subclass 457 ናይ visa program ካብ ወጻኢ ኪኢላታት ሰራሕተኛታት ናብ ኣውስትራሊያ ኣትዮም ክሰርሑ ዘኽእል ዓይነት ቪዛ ኢዩ። ነዚ ቪዛ ንምርካብ ሰለስተ ደረጃታት መስርሕ ኣለዉ። ኣብዚ ዝቕጽል ትሕዝቶ ክጸንሓኩምዩ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Share this with family and friends

ኣብ ዝሓለፈ እዋን፡ ኣብ ኣውስትራሊያ መጺእኩም ክትሰርሑ ትደሊዩ'ዶ? ዝብል መደብ ኣቕሪብና ነይርና፡ ንዕኡ ሲዒቡ ብዙሓት ተኸታተልትና " ናብ ኣውስትራሊያ ኣቲና ክንሰርሕ ንደሊ ኢና፡ ብኸመይ ቪዛ 457 ክንረክብ ከምንኽእል ተወሳኺ ሓበሬታ ሃቡና ብምባል ብተደጋጋሚ ክሓቱና ቀኒዮም ኣለዉ። እምበኣር እዚ ቀሪቡ ዘሎ መደብ ንሕቶታትኩም መልሲ ክትረኽብሉ ንትስፎ። subclass 457 ናይ visa program ካብ ወጻኢ ኪኢላታት ሰራሕተኛታት ናብ ኣውስትራሊያ ኣትዮም ክሰርሑ ዘኽእል ዓይነት ቪዛ ኢዩ። ነዚ ቪዛ ንምርካብ ሰለስተ ደረጃታት መስርሕ ኣለዉ። ኣብዚ ዝቕጽል ትሕዝቶ ክጸንሓኩምዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now