ካብ ሃገርካ ብስደት ወጺእካ ኣብ ሓዲሽ ሃገር ምንባርን ዝገጥመካ ብዙሕ ጓና ባህሊታት ምግጣምን ማለት ንብዙሓት ኣዚዩ በዳሂ ተመኩሮ እዩ። ገዛ ንምህናጽን ሓድሽ ቢዝነስ ንምኽፋትን ኢልካ ናይ ልቓሕ ገንዘብ ምርካብውን ኣካል ናይቲ መስርሕ እዩ። …ነቶም ናብ ኣውስትራሊያ መጺኦም ከም ሓደሽቲ መጻእቲ ዝጣየሱ ሰባት ንልቓሕ ዝኸውን ዝተፈላለየ ፋይናንሲያዊ መገዲታት ግና ኣለዉ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends