ኣላዪ ኮይንካ ምስራሕ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ 23 ጥቅምቲ 2018)

Source: Blend Images
ኣልዪ ምዃን ናይ ገዛእ ርእሱ ዝኾነ ብድሆታት ኣለዉዎ። ኣብ ስምዒትን ኣካልን ዘስዕብቦ ድኻማት ክኸውን ይኽእል እዩ። እንተኾነ ኣለይቲ ከም ኣለይቲ ዓስቢ ኣለዎ። ኣለይቲ ንሓደሽቲ መጻእቲ ኣብ ኣውስትራሊያ ናብራኦም ንኸጣጥሑ ምእንቲ ዘድሊ ክእለት ንኸጥርዩ ኣብ ምሕጋዝ ዓቢ ተራ እዩ ዘለዎም።
Share