Firefighters watch on as the Gospers Mountain fire approaches a property at Colo Heights, north west of Sydney, Source: AAPኣብ ኣውስትራሊያ በብዓመቱ ዝኽሰት ባርዕ ጣሻ ንምምካት 260,000 ዝኾኑ ድልዱላት ኣብዚቃልሲ ብወለንታ ዝሳተፉ እንተዘይህልዉ እዛ ሃገር ካብዚ ሓደጋ ክትወጽእ ምኸበዳ። ሕጂውን ነዚ ሕብረ ብዙሕ ባህሊ ሕብረተሰብ ካብዚ ሓደጋ ንምድሓን ወለንተኛታት ክምዝገቡ ይሕተቱ ኣለዉ።
ኣብ ኣውስትራሊያ በብዓመቱ ዝኽሰት ባርዕ ጣሻ ንምምካት 260,000 ዝኾኑ ድልዱላት ኣብዚቃልሲ ብወለንታ ዝሳተፉ እንተዘይህልዉ እዛ ሃገር ካብዚ ሓደጋ ክትወጽእ ምኸበዳ። ሕጂውን ነዚ ሕብረ ብዙሕ ባህሊ ሕብረተሰብ ካብዚ ሓደጋ ንምድሓን ወለንተኛታት ክምዝገቡ ይሕተቱ ኣለዉ።