ዝጸንሓካ ስም ንምንታይን ከመይን ይቕየር? (Settlement Guide ) SBS Tigrinya
queue by getty images.jpg Source: queue by getty images.jpg
ሓደ ሰብ ነቲ ዝጸንሖ ስም ብዝተፈላለየ ምኽንያት ክቕይሮ ይደሊ ይኸውን። ምናልባት ተመር ዕዮም ጸኒሖም ዝፋትሑ፡ ሰነዳቶም ወግ ዓዊ ከገብሩ ዝደልዩን ካል እን ስም ክቕይሩ ይደሊዩ ።መስርሕ ስም ምቕያር ኣብ ኣውስትራሊያ ኣዚዩ ቀሊል እኳ እንተኾነ ገለ ብስደት ዝኣትዉ ድልዎ ስለዝበጽሖ ስሞም ክቕይሩ ዝደሊዩውን ኣለዉ ። ነዚ ዝምልከት መብርሂ እዚ ዝስ ዕብ ትሕዝቶ ኣልዎ፡፣
Share


