ኣብ ዉሽጢ ገዛኻ ኣትክልቲ ምልማዕ፡ ንጥዕናን ንፍርያትን07:22 Source: SBSኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛView Podcast SeriesFollow and SubscribeApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (4.76MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android ህድኣት ልሙዕ ተኽሊታት ኣእምሮን ኣካልዊ ኩነታትና ዘደንፍዕ እዩ። ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ማሕበራዊ ምርሕሓቕ ዝግበረሉ ዘሎ ብዙሓት ሰባት ናብ ኣብ ዉሽጢ ገዛ ተኽሊታት ምትካልን ገሊኦም’ውን ንመግቦም ዘድልዮም ኣብ ምፍራይ ተዋፊሮም ኣለዉ።ShareLatest podcast episodesMiniPod: Piece of cake | Words we use (ምልምማድ ፍሉያት ኣበሃህላታት ቋንቋ እንግሊዝ)ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (13 ሕዳር 2025)"ኲናት እንተ ተወሊዑ፡ ጂኦግራፊያዊ ምልውዋጥ ከስዕብ ዝኽእል ብዙሓት ሰብ-ጥቕሚ ዝሳትፍዎ ኣህላቒ'ዩ ክኸውን።" ህሉው ኩነታት ምስ ኣቶ ኣብርሃ በላይን መሓሪ ኣብርሃምንቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (13 ሕዳር 2025)