SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ኣውስትራሊያ፡ ጃልባ ንምጅላብን ዓሳን ንምግፋፍን ፍቓድ ብኸመይ ይርከብ? (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Settlement Guide
Fishing boat Source: Getty Images

ኣብ ኣዚዩ ጥዑም ዓዲ ሰሓቢ ወሓይዝ፡ ቀላያትን ዜርካ ዘይውዳእ ገማግም ዉቅያኖሳትን እናተቐመጥካ ብጀላቡ ምዝዋርን ዓሳ ምግፋፍን ካብ ናይ ኣውስትራሊያዊያን ቀንዲ ተፈተውቲ ንጥፈታት ምዃኖም ዘገርም ኣይኮነን። እንተኾነ ነዚ ንጥፈታት ብምግባር ምስ ምጅላብን ምግፋፍ ዓሳን ዝመጽእ ሓደጋ ንምጉዳል ኣድለይቲ መምርሒታትን ሕጊታትን ምኽታል ንናይ ነፍሲወከፍ ድሕነት ዝሕግዝ እዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኣዚዩ ጥዑም ዓዲ ሰሓቢ ወሓይዝ፡ ቀላያትን ዜርካ ዘይውዳእ ገማግም ዉቅያኖሳትን እናተቐመጥካ ብጀላቡ ምዝዋርን ዓሳ ምግፋፍን ካብ ናይ ኣውስትራሊያዊያን ቀንዲ ተፈተውቲ ንጥፈታት ምዃኖም ዘገርም ኣይኮነን። እንተኾነ ነዚ ንጥፈታት ብምግባር ምስ ምጅላብን ምግፋፍ ዓሳን ዝመጽእ ሓደጋ ንምጉዳል ኣድለይቲ መምርሒታትን ሕጊታትን ምኽታል ንናይ ነፍሲወከፍ ድሕነት ዝሕግዝ እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now