ኣብ ኣውስትራሊያ፡ ፍቓድ መዘወሪ መኪና ንምርካብ ነዊሕን ብዙሕ ገንዘብ ዝሓትትን መስርሕ ክከውን ይኽእል እዩ።
እቲ ብመርመራ ዓይኒ ዝጅምር መስርሕ ፍልጠት ዝዕቅን ናይ ቃል ፈተና ይርከቦ።
ነበርቲ ክፍለግዝኣት New South Wales ፍልጠቶም ብዛዕባ ምዝዋር ብቋንቋታት Arabic, Chinese, Croatian, Greek, Korean, Serbian, Spanish, Turkish ንVietnameseን ክፍተኑ ይከኣልዩ።.
ቋንቋኹም ኣብዚ ተዘርዚሩ ዘሎ እንተዘይኮይኑ፡ ፈተና ኣብ ትገብርሉ እዋን ተርጓሚ ክትሓቱ ትኽእሉ፡ ኣብ New South Wales መምህር ምዝዋር መኪና George Hany ብዛዕባዚ ይገልጽ.
((“ናይ ምዝዋር መኪና ፈተና ንሕግታት መገዲውን ዘጠቓልል እዩ። ቅድሚ ናብቲ ዝወሃብ ፈተና ምኻድ ግና ብዛዕባ ሕጊታት መገዲ ዝገልጽ መጽሓፍ ብምግዛእ ወይ ኣብ ኢንተርነት ኣቲዮም ከጽንዕዎ የድሊ። ነቲ ፍልጠቶም ዝዕቅን ፈተና ምስሓለፉ፡ ኣብ መገዲታት ከይዶም ብመምህር ወይ ብኣባላት ስድራ ተደጊፎም ልምምድ ይገብሩ። ጽቡቕ ልምዲ ንምጥራይ ግና ኣብቲ ፈለማ ብመምህር ክጅምሩ ይመክር።
ተለማመድቲ ምዝዋር መኪና፡ ናይ ፍልጠት ፈተና ምስሓለፉ፡ ናይ L-ምልክት ዘለዎ ታርጋ ይረኽቡ።
እዚ ፍቓድ ዘወርቲ ኣብ መገዲ ክለማመዱ ዕድል ይፈጥረሎም።
Hany ከምዝብሎ እቲ ዝወሃብ ልምምድ እቲ ሰብ ክሳብ ክንደይ ቅልጡፍ ናይ ምምሃር ፍልተት ይቐስም እዩ ዝውሰን።
((“ካብ ናተይ ተመኩሮ ካብ 5 ክሳብ 15 ናይ ልልምድ ጊዜ ክወስድ ይኽ እልዩ። ኣብ ገዝ ኦም ምሉእ ፍቓድ መዘወሪ ዘለዎ ሰብ እንተሊዩ ከለማምዶም ስለዝኽ እል ቀልጢፎም ምዝዋር ክመልኩ ይኽ እሉ እዮም።
ናይ ተግባር ፈተና ወሲዶም ቅድሚ ናይ ዉሱን ፍቓድ ምርካቦም፡ ተለማመድቲ ብዛዕባ ናይ ሃደጋ ፍልተት ወይ Hazard Perception ፈተና ክወስዱ ይግበር።
ዝበዝሓ ክፍለግዝ ኣታት ዕድሚኦም ትሕቲ 25 ዝኾኑ መን እሰያት ካብ 50 ክሳብ 120 ሰዓታት ክትትል እናተገብረሎም ክዝውሩ ይሓታ።
ዘወርቲ ድሕሪ ናይቲ እዋን ግዱብ ፍቓድ ምውዳኦም፡ ናይ ምሉእ ፍቓድ ክሓቱ ይኽእሉ። ዓበይቲ ተላመድቲ ግና ነቲ ዝወሃብ ፈተና ክሳብ ዝሓለፉ በዚ ዝተጠቕሰ መስርሕ ክሓልፉ ኣየድልዮምን እዩ።
((“ኣብ እዋን ፈተና ምዝዋር፡ መብዛሕትኡ ግዜ ብዛዕባ ናይ ትራፊክ መብራህቲ ናይ ደሴት ወይ roundabout, ብድሕሪት ደው ምባል ወይ reverse park ወይውን ሰለስተ ነጥቢ three-point turn ከም ኡው መስመር ጽርግያ ምቕያርን ዘጠቓለለ ፈተና ይፍተኑ።
ናይ ወጻኢ ፍቓድ መዘወሪ ዘለዎም እሞ እተን ሃገራት ድማ ብኣውስትራሊያ ፍቓድ መዘወሪኤን ኣፍልጦ ዝረከበ እንተኾይኑ፡ ናብ ኣውስትራሊያ ምስኣተዉ ድሕሪ 3 ወርሒ ንዘለዎም ናይ ወጻኢ ፍቓድ መዘወሪ ናብ ናይ ኣውስትራሊያ ብቐጥታ ክቕይርዎ ይኽእሉ እዮም።
ናይ Tasmania ፍቓድ መዘወሪ ዘለዎም ናብ ኣውስትራሊያ ምስ ኣተዉ ቪዛኦም ካብዝረኸብሉ ኣብ ዉሽጢ 3 ኣዋርሕ ናይ ኣውስትራሊያ ፍቓድ መዘወሪ መኪና ክረኽቡ ይክእሉ እዮም።
ካብተን ፍቓድ መዘወሬአን ብኣውስትራሊያ ኣፍልጦ ዘይረኸበ ሃገራት ዝመጹ ሰባት ናይ መዘወሪ ፍቓድ ንምርካብ ኣብ ዉሽጢ 3 ኣዋርሕ ክፍተኑ ኣለዎም።
Hany ከምዝብሎ ግና ዋላ እቶም ጽቡቕ ናይ ምዝዋር ተመኩሮ ዘለዎም ሰባት ነዚ ናይዚ ዓዲ ሕግታት ንምኽታል ይጽገሙ እዮም።
((“ኣብዚ ዘሎ ሕጊ ትራፊክ ንብዙሓት ፍሉይ እዩ። ብኻልእ ሸነኽ ናይቲ ጽርግያ ዝዝውሩ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም። እቲ ዝዓበየ ነገር ምዕዛብ እዩ።.”))
ናይ ወጻኢ መዘወሪ ፍቓድ ሒዞም ዝመጹ ቅድሚ ክዝውሩ ምፍታን ናይ ተግባር ፈተና ክፍተኑ Hany ይመክር
((SG LICENSE05 George Hany 20”))
((“For someone who has an overseas license and they went for a test and failed, they are not allowed to drive by themselves on the road. The RMS (Roads and Maritime Services) issue a learner license meaning they can’t drive by themselves on the road. They have to have someone supervising them with a full license so it’s very important for people having an overseas license to pass the first go otherwise they will go on their L.”))
ኩሉ ሰብ እኹል ገንዘብ ወይ ዝሕግዝ ስድራ ኣይረክብን እዩ።
ኣብ Logan-ዝርከብ Access Community Services ንደቂ ኣንስትዮ ክዝውራ ንምሕጋዝ ካብ ናይ Queensland ኩባንያ መገዲ Transurban. ደገፍ ረኺቡ ዝንቀሳቐስ ኣገልግሎት ሓገዝ እዩ፡፣
እቲ program ናይ ክለሰሓሳብን ካብ 10 ክሳብ 20 ናይ ተግባር ትምህርቲ ንስደተናታት ደቂ ኣንስትዮ ይህብ።
ናይ Access program manager Kenny Duke ካብ Afghanistan, Burma ን Somaliaን ዝመጻ ነዚ ኣገልግሎት ብጽቡቕ ይጥቀማሉ ከምዘለዋ ይገልጽ ትገልጽ
((“ሓደ ዝተረደኣና ነገር ብፍላይ ደቂ ኣንስትዮ ናይ ጽርግያ ሕግታት ጥራይ ዘይኮነ ነቲ ናይ ቃል ፍልጠትውን ደገፍ ይደልያ እየን።
ብዙሓት ካብ ኣተን ንጽል ኣደታት ወይ ኣደታት ኮይነን ፍቓድ ምዝዋር ቀዳምነት ዘይህባኦ እየን፡ እንተኾነ ስራሕ ክሰርሓ ድማ ይደልያ። ቀዳምነት ክብል ከለኹ ሰብ ኣየን ወይ ደቀን ፍቓድ መዘወሪ ክሕዙ እምበር ንገዛእ ር እሰን ዝከኣል ኮይኑ ዘይስመዐን ኣለዋ።
ኣብ Afghanistan-ዝተወልደት ዝበዝሐ ዕድሚኣ ድማ ኣብ ኢራን ኣሕሊፋ ዝመጸት Behnaz Sadeghi ኣብ Logan ምንባር ካብትጅምር ዳርጋ 5 ኮይኑዋ ኣሎ።
እዛ ኣደ 3 ቆልዑ ክሳብ እቲ በዚ ትካል ዝወሃብ ብthe Women at the Wheel program ተባሂሉ ዝፍለጥ ፕሮግራም ምዝዋር መኪና ሃሲባቶ ኣይትፈልጥን።
((“No, ሓሲበዮ ኣይፈልጥን፡ እንተኾነ ማሓዛይ ደሓን ኣይትጨነቒ ሓደ መዓልቲ መኪና ክትዝውሪ ኢኺ ኢላትኒ ኮይኑ ድማ ሕጂ ሕጉስቲ እየ።
Sadeghi ምስ ጓል ኣንስተይቲ መምህር ኮይና 14 ግዜ ልምምድ ምስገበረት ኣብዚ እዋን ናይ ጊዚያዊ ፍቓድ ሒዛ ትዝውር ኣላ።.
ሓገዝ ከይሃተተት ነሳነት ምዝዋር ብምርካባ ሓዲሽ ዕድላት ከምዝኸፈተላ ድማ ትዛረብ፡፣
((“It’s very important to get a job for me yes and drive for my children and maybe my life change.”))
ንሓንሳብ ከም ምዝዋር ዝበለ ወይ መኪና ዘይምውናን ዝበሉ ቀለልቲ ነገራት ንሃደ ሰብ ስራሕ ከምዘይረኽቡ ከምዝገብሮም ናይ Access Community Services ሓላፊት Gail Kerr ትገልጽ።
ከም Women at the Wheel ዝበሉ prograማት ኣብኩሉ ዘይርከቡ ይኹኑ እምበር፡ ኣብዝተፈላለዩ ክፍለግዝኣታት ነቶም ንምልምማድ ዓቕሚ ገንዘብ ዝስእኑ ዝሕግዙ ትካላት ኣለዉ።
((“ሰባት ናብመርበብ ሃበሬታ ናይ department of social services እንተፈቲሾም ኣየኖት ናይ ምጥያስ ኣገልግሎታት ካብ መንግስቲ ሓገዝ ከምዝረኽቡ ክፈልጥ ይኽ እልዩ። ኣበየናይ ትካል ሃገዝ ክትረክብ ከምትኽ እልውን ይሕግዙካ እዮም። . ከም ናይ ከባቢ ካውንስልን FECCA - the Federation of Ethnic Communities Council Australia ዝበሉ መርበብ ሃበሪታኦም ናብቲ ዝምልከቶ ትካል የተሓዙካ እዮም።