Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

ምድላው ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Mid adult Asian woman smiling towards male colleague

Two creative designers sitting in meeting in modern office, woman with note paper and pen listening to man with cheerful expression Source: Digital Vision

ናይ ፈለማ ስራሕ ንምርካብ ወይ ስራሕ ምንዳይ ኣብ ኣውስትራሊያ ብዙሕ ግዜን ጸዓሪን ዝሓትት ስራሕ ክኸውን ይኽእል እዩ። ኣብ መወዳእታ ንናይ ስራሓ ቃለ መሕትት ወይ ኢንተርቪው እንተተጸዊዕካ ኣብቲ ፈለማ ኣዚዩ ባህታ እዩ ዝፈጥረልካ ብተመሳሳሊ ድማ ኣዚዩ ዘጨንቕ ስምዒት’ውን ክፈጥረልካ ይኽእል እዩ። ናብ ኢንተርቬው ኣብትኸደሉ እዋን እቲ ሓደ ነገር ክትገብሮ ዝግባእ ነገር ምድላውን እንንታይ ክጽበየካ ከምዝኽእል ኣፍልጦ ሒዝካ ምኻድን እዩ። እዚ ትሕዝቶ ኪኢላታት ዝሃብዎ ምኽሪ ዝሓዘ እዩ….

Published

Source: SBS

Share this with family and friends

ናይ ፈለማ ስራሕ ንምርካብ ወይ ስራሕ ምንዳይ ኣብ ኣውስትራሊያ ብዙሕ ግዜን ጸዓሪን ዝሓትት ስራሕ ክኸውን ይኽእል እዩ። ኣብ መወዳእታ ንናይ ስራሓ ቃለ መሕትት ወይ ኢንተርቪው እንተተጸዊዕካ ኣብቲ ፈለማ ኣዚዩ ባህታ እዩ ዝፈጥረልካ ብተመሳሳሊ ድማ ኣዚዩ ዘጨንቕ ስምዒት’ውን ክፈጥረልካ ይኽእል እዩ። ናብ ኢንተርቬው ኣብትኸደሉ እዋን እቲ ሓደ ነገር ክትገብሮ ዝግባእ ነገር ምድላውን እንንታይ ክጽበየካ ከምዝኽእል ኣፍልጦ ሒዝካ ምኻድን እዩ። እዚ ትሕዝቶ ኪኢላታት ዝሃብዎ ምኽሪ ዝሓዘ እዩ….

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now