እዋን ዕረፍቲ ምእንቲ ዉሑስ ክኸውን (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

XXX Saturday, January 13, 2018. (AAP Image/Jeremy Ng) NO ARCHIVING Source: AAP
ኣብዚ ዝመጽእ ዘሎ ዕረፍቲ ወቕቲ ሳመር፣ ኣብ ግዳም ወይ ኣብ ገማግም ባሕርን ፓርክታትን ወጺ እካ ምዝንጋዕ ብዙሓት ከምረብሓ ዝቖጽርዎ ንጥፈት እዩ። እዚ ነዚ ሃገር ንምፍላጥ ዝበለጸ መገዲ እኳ እንተኾነ ድሕነት ዘለዎ ንጥፈት ክኸውን ግና ክውሰዱ ዝግብኦም ጥንቃቐታት ኣለዉ። እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ ናይ ሎሚ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ዝድህስሶ ዛዕባ እዩ።
Share