መሰል ዝምድና ተመሳሰልቲ ጾታ ኣብ ኣውስትራሊያ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)11:13ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (20.57MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android Source: SBSኣውስትራሊያ ሓንቲ ካብተን ኣዚየን ንፍልልያት ተጻወርቲ ሃገራት ምዃና 2013 Pew Research poll መስኪሩ ኣሎ። እቲ መጽናዕቲ ከምዘረጋገጾ ሾመንተ ካብ ዓሰርተ ኣውስትራሊያዊያን ዝምድና ተመሳሳሊ ጾታ ብሕብረተሰብ ቅቡል ክኸውን ኣለዎ ኢሎም ይኣምኑ። እንተኾነ ተጣበቕቲ LGBTI ብቐጻሊ ከምዝጠርዕዎ እቲ ኣብ 2017 ዝጸደቐ መሰል ዝምድና ተመሳሳሊ ጾታ ክሰፍሕ ይጽውዑ።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (20.57MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 27 February 2020 8:33amSource: SBSSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareኣውስትራሊያ ሓንቲ ካብተን ኣዚየን ንፍልልያት ተጻወርቲ ሃገራት ምዃና 2013 Pew Research poll መስኪሩ ኣሎ። እቲ መጽናዕቲ ከምዘረጋገጾ ሾመንተ ካብ ዓሰርተ ኣውስትራሊያዊያን ዝምድና ተመሳሳሊ ጾታ ብሕብረተሰብ ቅቡል ክኸውን ኣለዎ ኢሎም ይኣምኑ። እንተኾነ ተጣበቕቲ LGBTI ብቐጻሊ ከምዝጠርዕዎ እቲ ኣብ 2017 ዝጸደቐ መሰል ዝምድና ተመሳሳሊ ጾታ ክሰፍሕ ይጽውዑ።ShareLatest podcast episodes44:31ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (30 ሓምለ 2026)podcast episode44 minutes 31 seconds08:43ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (30 ሓምለ 2026)podcast episode8 minutes 43 seconds05:04መጠን ዝቕባበ ጎዲሉ፡ ናህሪ ዋጋታት ግና ሕጂ'ውን ልዑል'ዩ ዘሎ፡podcast episode5 minutes 4 seconds08:22ኣብ ኤርትራ፡ ምእካብ ባጤራ ናቕፋን ኣብ ዕዳጋ ፈጢርዎ ዘሎ ሻቕሎትን፡ (ጸብጻብ)podcast episode8 minutes 22 seconds