City center of Goulburn, NSW, Australia, seen at sunrise. Source: iStockphotoርሑቕ ከባቢታት ኣውስትራሊያ ብዋሕዲ ነበርቲ ይሳቐ ኣብ ዘሎ አዋን፡ ዝሓለፈ ዓመት ዳርጋ ኩሎም ሓደሽቲ መጻእቲ ኣብ መልበርንን ሲድኒን እዮም መንበሪኦም ክኸውን ጌሮም። መንግስቲ ኣውስትራሊያ ነቶም ኣብ ርሑቕ ከባቢታት ን 4 ዓመት ክነብሩ ዝደሊዩ ሓዲሽ መገዲ መእተዊ ናብ ኣውስትራሊያ ፈጢሩ እዩ። Settlement Guide: Living in regional Australia
ርሑቕ ከባቢታት ኣውስትራሊያ ብዋሕዲ ነበርቲ ይሳቐ ኣብ ዘሎ አዋን፡ ዝሓለፈ ዓመት ዳርጋ ኩሎም ሓደሽቲ መጻእቲ ኣብ መልበርንን ሲድኒን እዮም መንበሪኦም ክኸውን ጌሮም። መንግስቲ ኣውስትራሊያ ነቶም ኣብ ርሑቕ ከባቢታት ን 4 ዓመት ክነብሩ ዝደሊዩ ሓዲሽ መገዲ መእተዊ ናብ ኣውስትራሊያ ፈጢሩ እዩ። Settlement Guide: Living in regional Australia