ናይ ተፋቐርቲን መጻምዲን ቪዛታት ብሰንኪ ኮቪድ-19 ይደናጎዩ ኣለዉ። (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

ကိုဗစ္-၁၉ ကာလအတြင္း ပါတနာ ဗီဇာအေျခအေန Source: Getty Images
ብሰንኪ ዘሎ ናይ ጉዕዞ እገዳን ስጉምቲታት ኮቪድ-19 ማሕበራዊ ምርሕሓቓት መስርሕ ምውሃብ ናይ መጻምዲ ቪዛ ኣብ ዉሽጢን ወጻኢ ካብ ኣውስትራሊያን ኣዚዩ ተዳናጉዩ ኣሎ። ብመሰረት ትካል ሚግረሽን ኣውስትራሊያ ኣብ ዝሓለፈ ፋይናንሲያዊ ዓመት ካብቲ ክወሃብ ዝግብኦ ትሕቲ ፍርቂ ብዝሒ እዩ ቪዛ ተዋሂቡ።
Share