ኣብ ዝተፈላለዩ ስራሓት ንስራሕ ዝተዋፈሩ ሰባት ትሑት ደሞዝ ይኽፈሎም ኣሎ ዝብል ዜና፡ ወትሩ ይስማዕ አዩ። ከም ኩሉ ሰራሕተኛ ብዛዕባ ደሞዝካ፡ ኩነታት ስራሕን ድሕነትካን ንጹር መሰል ኣለካ። እዞም መሳልት ንምርግጋጽ እንታይ እዩ ክግበር ዘለዎ? ነዚ ዝምልከት ዝርዝር ኣብዚ ኣሎ።
Share

Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends