ናብ ርሑቕ ከባቢታት ከይድካ ምንባር ምጅማር ብዘይካ እቲ ምስቲ ናይቲ ከባቢ ማሕበረሰብ ብቐሊሉ ምጽምባር፡ ዝሓሰረ መንበሪ ኣባይትን ዝሓሸ ዕድል ስራሕን ዝፈጥር እዩ። ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ድማ ስደተኛታት ናብዚ ከባቢታት ንኽሰሓቡ ፕሮግራማት ተሰሪዑ ኣሎ።
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE

Tamworth family – Lisa Maree Williams Source: Getty Images AsiaPac
Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends