Settlement Guide: Older migrants vulnerable to elder abuse
Old couple Public Domain Source: Old couple Public Domain
ኣውስትራሊያ ብ ዕድመ እናዓበየ ዝኸይድ ህዝቢ እናበዝሕዋ ዝኸዱዋ ዘሎ ሃገር'ያ። ብስደት ዝመጹ ማሕበረሰብ ድማ ካብ ካል ኦት ብዝያዳ እቶም ቀልጢፎም ዝ ኣርጉ ዘለዉ ህዝቢዮ'ም። እዚ መጠንቀቕታ ብወኪል ኢትኒካዊ ማሕበረሰብ ዝቐርበ'ዩ።ሰባት ብ ዕድመ እናዓበዩ ኣብዝኸድሉ እዋን ኣብ ል ዕሊኦም ዝበጽሕ ዓመጽ እናበዝሐ ክኸይድዩ ተራእዩ። ሓደ መጽናዕቲ ከምዝሕብሮ፡ ኣብ ዓበይቲ ዝበጽሕ ዓመጽ ዝስ ዕብ ወጻኢታት ክሳብ $35 ሚሊዮን ይበጽሕ።
Share


