ኣብ ስደተኛታት ዝወርድ ዘቤታዊ ዓመጽ ንምግታእ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ 29/11/2017)

Family violence – Source: Getty Images
ሓንቲ ካብ ሰለስተ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሂወትን ኣካልዊን ጻታውን ዓመጽ የጋጥመን። ኣብ ቤተ ሰብ ዝፍጸም ዓመጽ ንኩሉ ዝትንክፍ ዓመጽ እንተኾነ’ኳ፡ ብስደት ዝመጻ ደቂ ኣንስትዮ ሓገዝ ኣብ ዝደልያሉ እዋን ተወሳኺ ሓጹራት የጋጥመን።
Share

Family violence – Source: Getty Images

SBS World News