ኣብ ስድራቤታት ዝህሉ ግርጭታት ካብ ዝተጎድ ኤ ስም ዒት ዝብገስ ምዃኑ ተፈሊጡ ኣሎ። ቤት ጽሕፈት ስታትስቲክስ ኣውስትራሊያ ከምዝሕብሮ፡ 3.3 ኣውስትራሊያዊያን ካብ ክልል ዕድመ 15 ኣትሒዞም ምስኦም ብዝነብር ሰብ ናይ ስምዒት ማህሰይቲ ይወርዶም። ኣብ ካብ ስደት ዝመጹ ማሕበረ ሰባት ድማ እቲ ማህሰይቲ ብኻልእ ተወሳኺ ጸገም ይጋደድ...
Share
Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends