parents and children Credit: kickofjoy.com Source: parents and children Credit: kickofjoy.comብዙሓት ወለዲ ደቆም ንም እራም ሃሪምካ ምቕጻዕ ዝሓሸ ኣማራጺ ዲዩ ኣይፋሉን? ዝብል ናይ ወትሩ ሕቶኦምዩ። ገለ ኪኢላታት ሃሪምካ ምቕጻዕ ጊዜኡ ዝሓለፎን ኣብቶም ቆል ዑ ድማ ንነዊሕ ዝጸንሕ ኣሉታዊ በሰላ ዝገድፍንዩ ይብሉ። 50 ዝኾና ሃገራት ኣብ ገዛ ዝግበር ምቕጻዕ ቆል ዑ ብሕጊ ኣጊደናኦ ኢየን፡ ኣውስትራሊያ ግና ሓንቲ ካብዜኤን ኣይኮነትን....
ብዙሓት ወለዲ ደቆም ንም እራም ሃሪምካ ምቕጻዕ ዝሓሸ ኣማራጺ ዲዩ ኣይፋሉን? ዝብል ናይ ወትሩ ሕቶኦምዩ። ገለ ኪኢላታት ሃሪምካ ምቕጻዕ ጊዜኡ ዝሓለፎን ኣብቶም ቆል ዑ ድማ ንነዊሕ ዝጸንሕ ኣሉታዊ በሰላ ዝገድፍንዩ ይብሉ። 50 ዝኾና ሃገራት ኣብ ገዛ ዝግበር ምቕጻዕ ቆል ዑ ብሕጊ ኣጊደናኦ ኢየን፡ ኣውስትራሊያ ግና ሓንቲ ካብዜኤን ኣይኮነትን....