ወቕ ዒ፡ ቅልጡፍ ረዲኤት ዘድልዮ ሕማም (SBS Tigrinya)

Brain [Credit: Public Domain]

Brain [Credit: Public Domain] Source: Brain [Credit: Public Domain]

ብመሰረት Stroke Foundation ሓደ ካብ ሽዱሽተ ኣውስትራሊያዊያን ኣብ ገለ እዋን ብሕማም ወቕዒ (stroke ) የጋጥሞም፡፣ህጹጽ ሓገዝ ሕክምና ምርካብ ንምንባርን ንምስራርን ኣዚዩ ኣገዳሲ ስጉምቲ እዩ፡፣ካብ ማሕበረሰባት ስደተኛታት ግቡእ ሓገዝ ንኽረኽቡ ይጽግሞ እዮም፡፣ካብ ዕለት 12 ክሳብ 18 መስከረም National Stroke Week ትየባሂሉ እዩ ዝዝከር ኣብዚ ኣብ ኣውስትራሊያ። ምልክት ወቕ ዒ ልቢ ወይ stroke ኣብዝረኣየሉ እዋን ቅልጡፍ ምሕሳብን ስጉምቲ ምውሳድን ድማ የተሓሳስብ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now