ግብሪ ካብ ኣታዊታትካ ተፍልጠሉ እዋንዩ፡ ናይ ሎሚ ዓመት ፍሉይነት ክህልዎ ይኽእል እዩ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Source: Getty Images
ካብ 1 ሓምለ ክሳብ 30 ሰነ ኣብ ኣውስትራሊያ ኣታዊ እንተጌርኩም ክሳብ 31 ሕዳር ናይ ግብሪ ምምላስ (tax return) መስርሕ ክትገብሩ ኣለኩም። ኣብዚ ትሕዝቶ፡ ካብቲ ንግብሪ ተታሒዙ ዝጸንሐ ገንዘብኩም ብኸመይ ክትመልሱ ከምትኽእሉን ነዚ ፋይናንሲያዊ ዓመት ንግብሪ ትኸፍልዎ ገንዘብ ብኸመይ ከተጉድልዎ ከምትኽእሉ ተገሊጹ ኣሎ።
Share