ሓበሬታ ብዛዕባ ጥዕናኻ ኣብ ኢድካ ኣብ ገዛኻ

Flickr AMISOM Public Information Source: (CC0 1.0)]
ነቲ ሓኻይም ዝህብዎ ሓበሬታ ሕክምና ዋላ ኣብ ኣውስትራሊያ ንዝዓበየ ሰብ ክርድኦ ከቢድ እዩ። ነቶም ናብዚ ሃገር ዝኣትዉ ሓደሽቲ’ሞ ከኣ ኣዚዩ እዩ ዝኸብዶም። እንተኾነ My Health Record ዝተባህለ ብመገዲ ናይ ኦንላይን ምጥቃም ነዚ ጸገም ኣዚዩ ኣዩ ዘቃልሎ፡፣
Share