SKIP TO MAIN CONTENT

ጥቕሚታት ስራሕ ብወለንታ (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ 3 ታሕሳስ 2017)

The benefits of volunteering
Volunteering – Source: Getty Images

ኣውስትራሊያ 6 ሚሊዮን ናይ ወለንታ ሰራሕተኛታት እተዋፍር ሃያብ ሃገር እያ። መጽናዕቲ ከምዝሕብሮ 96 ሚእታዊ ካብቶም ጊዜኦም ንጽቡቕ ስራሕ ዘውዕልዎ ኣብ ህይወቶም ዝለዓለ ሓጎስን ዕጋበትን ይረኽቡ። እቶም ስራሕ ዝደሊዩ ሰባት ስራሕ ንምርካብ ኣብ ዝቃለስሉ ዘለዉ እዋን ናይ ወለንታ ስራሕ ምስራሕ ኣብ መጻኢ ስራሕ ንምርካብ መገዲ ዝጸርግ ክኸውን ይኽእል’ዩ፡፣

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣውስትራሊያ 6 ሚሊዮን ናይ ወለንታ ሰራሕተኛታት እተዋፍር ሃያብ ሃገር እያ። መጽናዕቲ ከምዝሕብሮ 96 ሚእታዊ ካብቶም ጊዜኦም ንጽቡቕ ስራሕ ዘውዕልዎ ኣብ ህይወቶም ዝለዓለ ሓጎስን ዕጋበትን ይረኽቡ። እቶም ስራሕ ዝደሊዩ ሰባት ስራሕ ንምርካብ ኣብ ዝቃለስሉ ዘለዉ እዋን ናይ ወለንታ ስራሕ ምስራሕ ኣብ መጻኢ ስራሕ ንምርካብ መገዲ ዝጸርግ ክኸውን ይኽእል’ዩ፡፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now