ኣውስትራሊያ ልዕሊ ሓደ ሺሕ መዘናግዒታት ገማግም ባሕሪ ወይ ቢች ትውንን። ኣብ እዋን ወቕቲ ሙቐት (ሳመር) ትዘናጋዓሎም ቦታታት ኣለዉዋ። እንተኾነ ብዙሓት ኣውስትራሊያዊያን ኣብቲ ገማግም ባሕሪ ሓደጋ ከምዘጋጥም ኣይፈልጡን እዮም። ስለዚ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሓደጋ ከየጋጥም እንታይ ስጉምቲታት እዩ ክውሰድ ዝግብኦ? እዚ ትሕዝቶ ክገልጾ እዩ።
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends