ትምህርቲ ተዓጽዩ ዕረፍቲ ኣብዝመጻሉ እዋን ንብዙሓት ወለዲ በዳሂ እዋን ክኸውን ይኽእል እዩ፤ እንተኾነ ትደሊዮ እንተፈሊጥካ ኣብ ጥቓኻ ብዙሕ ናይ ነጻ ንጥፈታት ዝግበረሉ ቦታታት ኣሎ፤ ነቶም ካብ ስራሕ ከዕርፉ ዘይክእሉ፡ ካብቲ ልሙድ ወጺእካ ዝግበር ንጥፈታት፥ ተኒስ፡ምሕምባስን ስነጥበብ ዘጥቓለለ ናይ ዕረፍቲ መደባት ኣሎ።
Share

Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends