ሃገራዊ ኢንሹራን ንስንኩላን፡ ነቶም ፍርቂ ሚሊዮን ዝኾኑ ቀዋምን ርኡይን ስንክልና ዘለዎም መዓልታዊ ናይ ዓመታት ህይወቶም ከየስተማቕሩ ዝተሓረሙ ንምሕጋዝ መንግስቲ ኣውስትራሊያ ዘቖሞ መደብ እዩ። ይኹን እምበር፡ ወሃብቲ ኣገልግሎት ከምዝሕብርዎ ካብ ድሕረ ባይታኦም ቋንቋ እንግሊዝ ዘይኮኑ ማሕበረሰባት ነዚ ደገፍ ንክጥቀምሉ ብዙሕ ጉዕዞ ይተርፍ ኣሎ፡፣
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE
: NDIS [Credit: National Insurance Disability Agency] Source: : NDIS [Credit: National Insurance Disability Agency]
Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends