SKIP TO MAIN CONTENT

ነቲ ትሰርሖ ዘለኻ ስራሕ ግቡእ ክፍሊት ትኽፈለሉ'ዶ? (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ 4 መጋቢት 2018)

Café worker – Pixabay
Café worker Source: Pixabay

ኣብ ኣውስትራሊያ ዝተሓተ መበገሲ ደሞዝ ብኮሚሺን ፈየር ወርክ እዩ ዝውሰን። ተቖጸርቲ ሰራሕተኛታት ዋላውን ምስ ኣስራሒኦም እንተተሰማምዑ፡ ካብቲ እቲ ኮሚሺን ዝወሰኖ መጠን ደሞዝ ንታሕቲ ክኽፈሉ ኣይፍቀድን እዩ። እንተኾነ ጽኑዕ ሕጊ እንተሎ’ኳ ፣ ገለ ኣስራሕቲ፡ ንሰራሕተኛታቶም ብፍላይ ብትምህርቲ ንዝመጹ ወጻእተኛታትን መጻእተኛታትን ከም ዝምዝምዝዎም ተረጋጊጹ ኣሎ።

Published

By Beyene Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኣውስትራሊያ ዝተሓተ መበገሲ ደሞዝ ብኮሚሺን ፈየር ወርክ እዩ ዝውሰን። ተቖጸርቲ ሰራሕተኛታት ዋላውን ምስ ኣስራሒኦም እንተተሰማምዑ፡ ካብቲ እቲ ኮሚሺን ዝወሰኖ መጠን ደሞዝ ንታሕቲ ክኽፈሉ ኣይፍቀድን እዩ። እንተኾነ ጽኑዕ ሕጊ እንተሎ’ኳ ፣ ገለ ኣስራሕቲ፡ ንሰራሕተኛታቶም ብፍላይ ብትምህርቲ ንዝመጹ ወጻእተኛታትን መጻእተኛታትን ከም ዝምዝምዝዎም ተረጋጊጹ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now