ዉህለላ ገንዘብ ንጥሮታ (superannuation) ብኸመይ እዩ ዝሰርሕ? (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Pink Piggy bank money concept on dark blue background, stuffed with Australian cash. Source: iStockphoto
ኣብ ግዜ ጥሮታ ምቹእ ናብራ ንምሕላፍ ብዛዕባ ንእዋን ጥሮታ ዝውህለል ገንዘብ ወይ superannuation ምርዳእ ኣገዳሲ እዩ። ቅሩብ ስጉምቲታት ብምውሳድ ኣብ ፋይናሲያዊ መጻኢን ናብራን ዓቢ ለውጢ ዘምጽእ እዩ።
Share