SKIP TO MAIN CONTENT

ሸውዓተ ኣባላት ባይቶ ለይበር (ዓባይ ብሪጣንያ) ሰልፎም ራሕሪሖም ወጺኦም

Former British Labour MP Chuka Umuuna
Source: AAP

ሸውዓተ ፖለቲከኛታት ካብ ብሪጣንያዊ ሰልፊ ለይበር፡ ኣተሓሕዛ ሰልፎም ብዛዕባ ብረግዚት ብምኹናን፡ 'ጸረ-ሴማዊ' ዝበልዎ ተግባራትን ካልእን ብምቅዋም ካብ’ቲ ሰልፊ ወጺኦም። እዞም ጉጅለ ፖለቲከኛታት ካብ ክልቲኡ ሰልፍታት ዝኾኑ ኣባላት ባይቶ ምስ’ዚ ሓድሽ መስሪቶሞ ዘለው ጥምረት ክጽንበሩ ይጽውዑ ኣለው።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሸውዓተ ፖለቲከኛታት ካብ ብሪጣንያዊ ሰልፊ ለይበር፡ ኣተሓሕዛ ሰልፎም ብዛዕባ ብረግዚት ብምኹናን፡ 'ጸረ-ሴማዊ' ዝበልዎ ተግባራትን ካልእን ብምቅዋም ካብ’ቲ ሰልፊ ወጺኦም። እዞም ጉጅለ ፖለቲከኛታት ካብ ክልቲኡ ሰልፍታት ዝኾኑ ኣባላት ባይቶ ምስ’ዚ ሓድሽ መስሪቶሞ ዘለው ጥምረት ክጽንበሩ ይጽውዑ ኣለው።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now